ERI-WAVE FM RADIO 03 MAY 2026 SHOW

ERI-WAVE FM RADIO 03 MAY 2026 show contents about singer Haile Gebru  life time achievement  award , introducing some southern  parts of  Eritrea city and places, Mrs. Lemlem Luulay leading ladies Canada  award, Ontario weather forecast and also  introducing some Tigrigna proverbs and  audience messages to Eri-wave Fm Radio.

MUSIC LIST AND  START TIME

  1. KULEF KULEF BY BISRAT AREGAY                                  01:18-06:35
  2. WELETKI ZEYRESA BY TSEGAY BERAKI                      08:30-13:30
  3. TERIFE NEBEYENEY BY HAILE GEBRU                         16:22-19:45
  4. SELESTE MEHAZUT BY SHEWIT GEBREBRHAN    23:10-28:00
  5. KUNAMA MUSIC BY HAILE NATI                                      31:30-36:05
  6. MURUK NAY FKRKI BY TEKESET SOLOMON           37:30-42:30
  7. HATITOMNI BY ABEBA HAILE                                            43:45-49:05
  8. MEN EYU AZMARINO BY JEMAL ROMODAN          51:50-58:00

15 thoughts on “ERI-WAVE FM RADIO 03 MAY 2026 SHOW”

  1. ዝከበርካ ክቡር ሓው ፓሊ ዘ-ፓራዲዞ ኣቐዲመ ዝኸበረ ሕውነታውን ብጻያውን ሰላምታይ ይብጻሕኻ ። መጀመርታ እንቓዕ ዳሓም መጻእካ ፡ ድሮ ካናዳ ኣቲኻስ ናብራ ከይጸገመካ ፡ ነቲ ትፈትዎ ሞያኻ ትቕጽሎ ብምህላውካ እንቓዕ ሓጎሰኻ ።

    እዛ መደብ ሰሚዐያ ኣይፈልጥን ፡መፈብ ወይቭ ኤፍ ኤም ኣብ ካናዳ ተደኪና ንኤርትራዊ ባህልን ታሪኽን እተቕርብ ኮይና ስለ ዝረኸብክዋ ኣዝዩ ባህ ኢሉኒ ፡ ቐጽሎ ክቡር ኤርትራዊ ሓበነይ ። ካብ ዝምስጠኒ ነገር እንተ ሃልዩ ኤርትራዊ ኣብ ዝሃለወ ሃልዩ ብዛዕባ ሃገሩን ህዝቡን ዝሓስብን ፡ብኤርትራውነቱ ዝሕበን ፡ጽቡቕ ናይ ህዝቡን ሃገሩን ዝምነ።

    ኣብ መወዳእታ ኤርትራዊ ዜጋ ኣብ ዝሃለወ ሃልዩ ክንነፍዕን ትርጉም ዘለዎ ዕዮ ክንዓይን ስለ ዘለና ፡ሎሚ ከም ትማሊ ሓቢርና ክንዓብን ክንምዕብልን ኢና ፡ መዝሙርና ድማ ኤርትራ ምጭውቲ ሃገርና ክኸውን እዩ ።

    ነዊሕ ዓመታት ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ዝተቓለስኻ ኢኻ’ሞ ፡ከም ቐደምኻ ዓቕምኻን ክእለትካን እንዳ በረኸ ይንበር !!

    ፎርሳ ! ፎርሳ ! ……..ክቡር ሓው ፓሎ ዘ ፓራዲዞ !
    Very proud of you !
    ንኹሉ ነባሪ ሃገረ ካናዳ ዝኾነ ኤርትራዊ ወገነይ ሰላምታይ ይብጻሓዮ ፡ ንሃገርናን ህዝብናን ድማ ናይ ቅሳነትን ሰላምን ዓመት ክኾነሉ ይምነ ።
    ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ፡

    ግዜ እንተ ተረኺቡ ፡ ናይ መርሃዊ ( ወዲ ሓለቓ ) እታ ፎርሳ እትብል ጥዕምቲ ዜማ ንተኸታተልትኻ ኣስማዓለይ ።

    ዓወት ንሓፋሽ !!
    ወልደትንሳኤ-ምሕረትኣብ
    ዊኒፐግ (ማኒቶባ ) ሃገረ ካናዳ
    4 ግንቦት 2026

  2. ዝከበርካ ክቡር ሓው ፓሊ ዘ-ፓራዲዞ ኣቐዲመ ዝኸበረ ሕውነታውን ብጻያውን ሰላምታይ ይብጻሕኻ ። መጀመርታ እንቓዕ ዳሓም መጻእካ ፡ ድሮ ካናዳ ኣቲኻስ ናብራ ከይጸገመካ ፡ ነቲ ትፈትዎ ሞያኻ ትቕጽሎ ብምህላውካ እንቓዕ ሓጎሰኻ ።

    እዛ መደብ ሰሚዐያ ኣይፈልጥን ፡መፈብ ወይቭ ኤፍ ኤም ኣብ ካናዳ ተደኪና ንኤርትራዊ ባህልን ታሪኽን እተቕርብ ኮይና ስለ ዝረኸብክዋ ኣዝዩ ባህ ኢሉኒ ፡ ቐጽሎ ክቡር ኤርትራዊ ሓበነይ ። ካብ ዝምስጠኒ ነገር እንተ ሃልዩ ኤርትራዊ ኣብ ዝሃለወ ሃልዩ ብዛዕባ ሃገሩን ህዝቡን ዝሓስብን ፡ብኤርትራውነቱ ዝሕበን ፡ጽቡቕ ናይ ህዝቡን ሃገሩን ዝምነ።

    ኣብ መወዳእታ ኤርትራዊ ዜጋ ኣብ ዝሃለወ ሃልዩ ክንነፍዕን ትርጉም ዘለዎ ዕዮ ክንዓይን ስለ ዘለና ፡ሎሚ ከም ትማሊ ሓቢርና ክንዓብን ክንምዕብልን ኢና ፡ መዝሙርና ድማ ኤርትራ ምጭውቲ ሃገርና ክኸውን እዩ ።

    ነዊሕ ዓመታት ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ዝተቓለስኻ ኢኻ’ሞ ፡ከም ቐደምኻ ዓቕምኻን ክእለትካን እንዳ በረኸ ይንበር !!

    ፎርሳ ! ፎርሳ ! ……..ክቡር ሓው ፓሎ ዘ ፓራዲዞ !
    Very proud of you !
    ንኹሉ ነባሪ ሃገረ ካናዳ ዝኾነ ኤርትራዊ ወገነይ ሰላምታይ ይብጻሓዮ ፡ ንሃገርናን ህዝብናን ድማ ናይ ቅሳነትን ሰላምን ዓመት ክኾነሉ ይምነ ።
    ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ፡

    ግዜ እንተ ተረኺቡ ፡ ናይ መርሃዊ ( ወዲ ሓለቓ ) እታ ፎርሳ እትብል ጥዕምቲ ዜማ ንተኸታተልትኻ ኣስማዓለይ ።

    ዓወት ንሓፋሽ !!
    ወልደትንሳኤ-ምሕረትኣብ
    ዊኒፐግ (ማኒቶባ ) ሃገረ ካናዳ
    10 ግንቦት 2026

  3. ዝከበርካ ክቡር ሓው ፓሊ ዘ-ፓራዲዞ ኣቐዲመ ዝኸበረ ሕውነታውን ብጻያውን ሰላምታይ ይብጻሕኻ ። መጀመርታ እንቓዕ ዳሓም መጻእካ ፡ ድሮ ካናዳ ኣቲኻስ ናብራ ከይጸገመካ ፡ ነቲ ትፈትዎ ሞያኻ ትቕጽሎ ብምህላውካ እንቓዕ ሓጎሰኻ ።

    እዛ መደብ ሰሚዐያ ኣይፈልጥን ፡መፈብ ወይቭ ኤፍ ኤም ኣብ ካናዳ ተደኪና ንኤርትራዊ ባህልን ታሪኽን እተቕርብ ኮይና ስለ ዝረኸብክዋ ኣዝዩ ባህ ኢሉኒ ፡ ቐጽሎ ክቡር ኤርትራዊ ሓበነይ ። ካብ ዝምስጠኒ ነገር እንተ ሃልዩ ኤርትራዊ ኣብ ዝሃለወ ሃልዩ ብዛዕባ ሃገሩን ህዝቡን ዝሓስብን ፡ብኤርትራውነቱ ዝሕበን ፡ጽቡቕ ናይ ህዝቡን ሃገሩን ዝምነ።

    ኣብ መወዳእታ ኤርትራዊ ዜጋ ኣብ ዝሃለወ ሃልዩ ክንነፍዕን ትርጉም ዘለዎ ዕዮ ክንዓይን ስለ ዘለና ፡ሎሚ ከም ትማሊ ሓቢርና ክንዓብን ክንምዕብልን ኢና ፡ መዝሙርና ድማ ኤርትራ ምጭውቲ ሃገርና ክኸውን እዩ ።

    ነዊሕ ዓመታት ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ዝተቓለስኻ ኢኻ’ሞ ፡ከም ቐደምኻ ዓቕምኻን ክእለትካን እንዳ በረኸ ይንበር !!

    ፎርሳ ! ፎርሳ ! ……..ክቡር ሓው ፓሎ ዘ ፓራዲዞ !
    Very proud of you !
    ንኹሉ ነባሪ ሃገረ ካናዳ ዝኾነ ኤርትራዊ ወገነይ ሰላምታይ ይብጻሓዮ ፡ ንሃገርናን ህዝብናን ድማ ናይ ቅሳነትን ሰላምን ዓመት ክኾነሉ ይምነ ።
    ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ፡

    ግዜ እንተ ተረኺቡ ፡ ናይ መርሃዊ ( ወዲ ሓለቓ ) እታ ፎርሳ እትብል ጥዕምቲ ዜማ ንተኸታተልትኻ ኣስማዓለይ ።

    ዓወት ንሓፋሽ !!
    ወልደትንሳኤ-ምሕረትኣብ
    ዊኒፐግ (ማኒቶባ ) ሃገረ ካናዳ
    9 ግንቦት 2026

  4. ዝከበርካ ክቡር ሓው ፓሊ ዘ-ፓራዲዞ ኣቐዲመ ዝኸበረ ሕውነታውን ብጻያውን ሰላምታይ ይብጻሕኻ ። መጀመርታ እንቓዕ ዳሓም መጻእካ ፡ ድሮ ካናዳ ኣቲኻስ ናብራ ከይጸገመካ ፡ ነቲ ትፈትዎ ሞያኻ ትቕጽሎ ብምህላውካ እንቓዕ ሓጎሰኻ ።

    እዛ መደብ ሰሚዐያ ኣይፈልጥን ፡መፈብ ወይቭ ኤፍ ኤም ኣብ ካናዳ ተደኪና ንኤርትራዊ ባህልን ታሪኽን እተቕርብ ኮይና ስለ ዝረኸብክዋ ኣዝዩ ባህ ኢሉኒ ፡ ቐጽሎ ክቡር ኤርትራዊ ሓበነይ ። ካብ ዝምስጠኒ ነገር እንተ ሃልዩ ኤርትራዊ ኣብ ዝሃለወ ሃልዩ ብዛዕባ ሃገሩን ህዝቡን ዝሓስብን ፡ብኤርትራውነቱ ዝሕበን ፡ጽቡቕ ናይ ህዝቡን ሃገሩን ዝምነ።

    ኣብ መወዳእታ ኤርትራዊ ዜጋ ኣብ ዝሃለወ ሃልዩ ክንነፍዕን ትርጉም ዘለዎ ዕዮ ክንዓይን ስለ ዘለና ፡ሎሚ ከም ትማሊ ሓቢርና ክንዓብን ክንምዕብልን ኢና ፡ መዝሙርና ድማ ኤርትራ ምጭውቲ ሃገርና ክኸውን እዩ ።

    ነዊሕ ዓመታት ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ዝተቓለስኻ ኢኻ’ሞ ፡ከም ቐደምኻ ዓቕምኻን ክእለትካን እንዳ በረኸ ይንበር !!

    ፎርሳ ! ፎርሳ ! ……..ክቡር ሓው ፓሎ ዘ ፓራዲዞ !
    Very proud of you !
    ንኹሉ ነባሪ ሃገረ ካናዳ ዝኾነ ኤርትራዊ ወገነይ ሰላምታይ ይብጻሓዮ ፡ ንሃገርናን ህዝብናን ድማ ናይ ቅሳነትን ሰላምን ዓመት ክኾነሉ ይምነ ።
    ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ፡

    ግዜ እንተ ተረኺቡ ፡ ናይ መርሃዊ ( ወዲ ሓለቓ ) እታ ፎርሳ እትብል ጥዕምቲ ዜማ ንተኸታተልትኻ ኣስማዓለይ ።

    ዓወት ንሓፋሽ !!
    ወልደትንሳኤ-ምሕረትኣብ
    ዊኒፐግ (ማኒቶባ ) ሃገረ ካናዳ
    4 ግንቦት 2026

  5. Great start Palo bro, as an Eritrean to hear FM radio in Canada is so good, reminding us about the old times in our beloved home country.

      1. ዝከበርካ ክቡር ሓው ፓሊ ዘ-ፓራዲዞ ኣቐዲመ ዝኸበረ ሕውነታውን ብጻያውን ሰላምታይ ይብጻሕኻ ። መጀመርታ እንቓዕ ዳሓም መጻእካ ፡ ድሮ ካናዳ ኣቲኻስ ናብራ ከይጸገመካ ፡ ነቲ ትፈትዎ ሞያኻ ትቕጽሎ ብምህላውካ እንቓዕ ሓጎሰኻ ።

        እዛ መደብ ሰሚዐያ ኣይፈልጥን ፡መፈብ ወይቭ ኤፍ ኤም ኣብ ካናዳ ተደኪና ንኤርትራዊ ባህልን ታሪኽን እተቕርብ ኮይና ስለ ዝረኸብክዋ ኣዝዩ ባህ ኢሉኒ ፡ ቐጽሎ ክቡር ኤርትራዊ ሓበነይ ። ካብ ዝምስጠኒ ነገር እንተ ሃልዩ ኤርትራዊ ኣብ ዝሃለወ ሃልዩ ብዛዕባ ሃገሩን ህዝቡን ዝሓስብን ፡ብኤርትራውነቱ ዝሕበን ፡ጽቡቕ ናይ ህዝቡን ሃገሩን ዝምነ።

        ኣብ መወዳእታ ኤርትራዊ ዜጋ ኣብ ዝሃለወ ሃልዩ ክንነፍዕን ትርጉም ዘለዎ ዕዮ ክንዓይን ስለ ዘለና ፡ሎሚ ከም ትማሊ ሓቢርና ክንዓብን ክንምዕብልን ኢና ፡ መዝሙርና ድማ ኤርትራ ምጭውቲ ሃገርና ክኸውን እዩ ።

        ነዊሕ ዓመታት ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ዝተቓለስኻ ኢኻ’ሞ ፡ከም ቐደምኻ ዓቕምኻን ክእለትካን እንዳ በረኸ ይንበር !!

        ፎርሳ ! ፎርሳ ! ……..ክቡር ሓው ፓሎ ዘ ፓራዲዞ !
        Very proud of you !
        ንኹሉ ነባሪ ሃገረ ካናዳ ዝኾነ ኤርትራዊ ወገነይ ሰላምታይ ይብጻሓዮ ፡ ንሃገርናን ህዝብናን ድማ ናይ ቅሳነትን ሰላምን ዓመት ክኾነሉ ይምነ ።
        ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ፡

        ግዜ እንተ ተረኺቡ ፡ ናይ መርሃዊ ( ወዲ ሓለቓ ) እታ ፎርሳ እትብል ጥዕምቲ ዜማ ንተኸታተልትኻ ኣስማዓለይ ።

        ዓወት ንሓፋሽ !!
        ወልደትንሳኤ-ምሕረትኣብ
        ዊኒፐግ (ማኒቶባ ) ሃገረ ካናዳ
        4 ግንቦት 2026

  6. ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ቅድሚ ምስምዐይ ብዙሕ ኣፍልጦ ኣይነበረንን ሕጂ ግን ልክዕ ኣብ ዓደይ ዘለኹ ተሰሚዑኒ በቲ ኣቀራርባ መደብ ተሓጒሰ። ቀጽልዎ በርትዑ ኣጆኹም።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.